News

ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ፕረዚደንት ሩስያ ነበር ድሚትሪ መድቨደቭ ንዝሃቦ "ኣዝዩ ተዅታዂ" ርእይቶታት ግብረመልሲ ንምሃብ፡ ክልተ ንዩክለሳውያን ሳብማሪናት "ኣብ ዝምልከተን ከባቢታት ...
ምምሕዳር ኣመሪካ፡ ብገበን ዝተፈርዱ'ዮም ዝበሎም ገበነኛታት ስደተኛታት ንምስጓግ፡ ኣፍሪቃ ከም ሓንቲ ኣማራጺ ገይሩ ይርእያ ኣሎ። ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ናብ ሃገራት ማእከላይን ደቡብን ኣመሪካ ክግዕዙ ...
Have you heard of 'the manosphere'? Recent years have seen an increase in social media content that promotes controversial ideas about masculinity, and vulnerable young men are falling under its ...
R-N-A ብምጥቃም ሓድሽ ክታበት ኤች-ኣይ-ቪን ፈቲኖም ። ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ሃንተር ቫሊ ሓደ ሰብኣይ ንኽምርዖ እናተጓዕዘ ብዘጋጠመ ሓደጋ ሚኒባስ ፡ ምስ ኣዕሩኽ መርዓዊ ከቢድ ጕድኣት ኣጋጢምዎም ...
BBC World Service and is dedicated to providing free resources for learners of English at all levels. BBC Learning English is ...
ጕድለት ኣመጋግባ ካብ ዓበይቲ ንላዕሊ ንነኣሽቱ ቖልዑ ኣዝዩ ዓሚቝ ጽልዋ ኣለዎ: እዚ ኣብ ቓዛ ተፈጢሩ ዘሎ ዓጸቦ ንውሉድ ወለዶ ዝጸንሕ ጸገም ክፈጥር ይኽእል እዩ ክብሉ ክኢላኣታት ይግልጹ ። ...