News

ፈረንሳ፡ ሓንቲ ተማሃሪት ንዝፈጠረቶ ምትህልላኽ ጸረ-ሴማውነት ስዒቡ፡ እተካይዶ ዝነበረት መደብ ምግዓዝ ቓዛውያን ኣቋሪጻ። ምኒስተር ኤውሮጳን ጉዳያት ወጻኢን ፈረንሳ ዣን ኖኤል ባሮት፡ መርመራ ክሳዕ ...
እቲ ቅድሚ ካልኣይ እብረ ስልጣን ትራምፕ ንዋይት ሃውስ ተቖጻጺሩ ዝነበረ ምምሕዳር ፕረዚደንት ነበር ጆ ባይደን ምስ ኲናት ትግራይ ብዝተሓሓዝ ኣብ ልዕሊ ትካላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራን ኩባንያታት ...