News

እቲ ቅድሚ ካልኣይ እብረ ስልጣን ትራምፕ ንዋይት ሃውስ ተቖጻጺሩ ዝነበረ ምምሕዳር ፕረዚደንት ነበር ጆ ባይደን ምስ ኲናት ትግራይ ብዝተሓሓዝ ኣብ ልዕሊ ትካላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራን ኩባንያታት ...
ምምሕዳር ኣመሪካ፡ ብገበን ዝተፈርዱ'ዮም ዝበሎም ገበነኛታት ስደተኛታት ንምስጓግ፡ ኣፍሪቃ ከም ሓንቲ ኣማራጺ ገይሩ ይርእያ ኣሎ። ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ናብ ሃገራት ማእከላይን ደቡብን ኣመሪካ ክግዕዙ ...